Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን “ተሳትፎ ዳያስፖራ ኣብ ድሕንነት ሳይበር ሃገርና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ዘፈር ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ።

ጉዳይ ድሕንነነት ሳይበርንሓደ ትካል ጥራሕ ዝግደፍ ዘይኮነስ ናይ ኩሎም ትካላት ተሳትፎ ዝደሊ ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ገሊፆም፡፡

እቲ ኤጀንሲ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ዝደልዮም ምትሕብባራት ብዙሓት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፥ ስግግር ፍልጠት እቲ ቀንዲ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡

ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ብኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተሰርሑን እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ካብቲ ኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.