Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ።

ንኢንተርፕራይዛት መስርሒ ቦታ ዝኸውን ልዕሊ 85 ሺሕ ሄክታር መሬት ምድላዉ እውን ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ንጉሱ ጥላሁን ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቶም ኢንተርፕራይዛት ንምድጋፍ ጥራሕ ካብ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ስምምዕነት 4 ቢሊየን ብር ተገይሩ።

ኣብ 2015 ዓ.ም ን3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ልዕሊ 285 ሺሕ ሓደሽቲ ኢንተርፕራይዛት ናይ ምጥያሽ ስራሕ ክፍፀም ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.