Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ከምዝስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪኪ ኢትዮጵያ።

ካብዚ ብተወሳኺ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ካብ ሸዋ ሮቢት ክሳብ ካራ ቆሬ ኣብ ዘለዋ ከተማታት ዝርከቡ ዓበይቲ መስመራት መተሓላለፍቲ ሓይሊ ተፀጊኖም ከምዝተዛዘሙ ተገሊፁ፡፡

ሓይሊ ኤሌክትሪኪ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ሸዋሮቢት፣ ጀውሃ፣ ሰንበቴ፣ ኣጣየን ካራቆሬን ዘድሊ ልዑል መስመር ብምፅጋን ዝርገሐ መስመራት ሓይሊ ምሃብ ንኽኽእሉ ስራሕቲ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ስራሕቲ ፅገና ዝርገሐ መስመራት ምምዝተዛዘመ ዝተፀርሓ ከተማታትን ጎረባብቲ ናይ ገፀር ቀበሌታትን ሓይሊ ክረኻበ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብ ዝቕፅሉ መዓለወቲታት ድማ ካብ ካራቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ናይ ምፅጋን ስራሕ ከምዝስራሕ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.