Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ጌድኦ ንቅድመ መረፃ ዝግበሩ ምድላዋት ተዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2013 ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበሩ ስራሕቲ ቅድመ መረፃ ዝግበሩ ምድላዋት ከምዝተዛዘሙ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ዞባ 7 ክልላት መረፃን 600 ጣቢያታት መረፃን ከምዝርከባ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣጥ ሲሳይ ኣበባየሁ ገሊፆም፡፡

ኣብቲ ዞባ ሰለስተ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ውድድር ከምዝቐረቡ እቶም መተሓባበሪ ተዛሪቦም፡፡

ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዘድሊዩ ናውቲ ናይ ምክፍፋል ስራሕቲ እናተሰርሐ ከምዝርከብ እውን ኣብሪሆም፡፡

ብታሪክነሽ ሴታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.