Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን፣ ትውልደ አትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሰላማዊ ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል #NoMore ኣካይዶም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን ዝኹንኑ ከምኡ እውን ንምሕላው ሓድነትን ሉኣላውነትን እታ ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ዝገልፁ ምልእኽቲታት ዝሓዙ ፅሑፋት ተመሓላሊፎም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ኢትዮጵያ እናሕደሩዎ ዝርከቡ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶን ብመራኸብቲ ሓፋሾም ዝኸፈቱዎ ናይ ሕሶት ወፍሪን ጠጠው ንኸብሉ ሓቲቶም፡፡

እቶም ሰልፈኛታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋን ዘብፀሖ ጥፍኣትን ዝኹንንን መንግስቲ ኢትዮጵያ ህልውና ሃገርን ሉኣላውነትን ንምሕላው ዝገብሮ ምንቅስቓስን ዘዝድግፉ ጭርሖታት ከምዘስምዑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.