Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ።

ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን።

ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ ኣስቶንቢላ÷ ብ መበል 65 ደቒቕ ማክጊን ብቀይሕ ካርድ ካብ ሜዳ ተሰናቢቱዋ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.