Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ኣሳሊጦም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝበሉዎ÷ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ክልል ኣብ 7 ሺሕ ሄታር መሬት ብመስኖ ዝተጀመረ ልምዓት ስርናይ ሕዚ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታርን በፂሑ።

ኣብዚ ዘበነ ምህርቲ 2 ነጥቢ 6 ሚለየን ሄክታር መሬት ንምሕራስ ተሓሲቡ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ምሕራስ ከምዝተኸኣለ እውን ገሊፆም፡፡

ካብቲ ዝተሓረሰ መሬት 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝኸውን ብዝራእቲ ስርናይ ከምዝተሸፈነ ተዛሪቦም፡፡

ልዕሊ 105 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ትፅቢት ከምዝግበር እውን እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣመልኪቶም፡፡

ብመራኦል ከድር

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.