Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማጥ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽር ዛዕባ ተዛቲዮም ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ጉዳይ ዲብ ኢትዮ ሱዳንን ካልኦት ቀጠናዊ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ኢዮም ተላዚቦም።

ኣየተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘሎ ውጥጥ ዶብ ብዘተ ንምፍታሕ ዘለዋ ፅኑዕ እምነት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘከወን ርክብ ብምንኣድ ምትሕብባርን ስትራቴጂካዊ ሽርክናን እተን ሃገራት ምምዕባል ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ  ኣብ አፍሪካ ንሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ቀዳመይቲ ኣማራፂት ኢያ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.