Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ቻይና ሊዎ ጃወሁይ ዘቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ቻይና ኣብ ውሽጣዊ ናፅነት ሃገራት ኢድ እንተየእተወት ኣብ መትከላት ሓበራዊ ተረባሕነት ብምድራኽ ንኢትዮጵያ ብእትህቦ ኩለ መዳይ ደገፍ አመስጊኖም።

ቻይና ንልምዓት ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ተበርክት ከምዘላ ተዛሪቦም።

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ይትግበር ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ እግሪ ምትካልን ዳግመ ህንፀትን ቻይና ደገፍ ንክትገብር ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ሊዎ ጃወሁይ ብግደኦም፥ ቻይና ንኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.