Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣይተደመቀ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፣ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ  ስለሺ በቀለ ይሳተፉ ኣለዉ።

ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንንምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምኝዝታዮም ይዝከር።

ክልቲኦም መራሕቲ ዘካየድዎ ዘተ፥ ኣብ ኢኮኖሚን ካልኦት ዓለም ለኻዊ ርክባትን ዘለዎም ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.