Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይዝትዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት እቲ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.