Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ምትሕግጋዝ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ስብኣዊ ሓገዝ ብዛዕባ ዝጅመረሉ ኩነታትን ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያን ከምኡ እውን ኣብቲ ክልል ዘለዉ ፀገማትን ትኹረት ገይሮም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት እናገበረ ከምዝርከብ ካብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
#Ethiopia

#Tigray

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.