Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገለግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ፥ እቶም መፃሕፍቲ ብበዝሒ ኣብ ዕዳጋ ዘየለዉ፣ ንመፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘገለግልን ትምህርታዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን ኢዮም ኢሎም።

ብተወሳኺ በዝተፈላለዩ ደረስቲ ዝተፅሓፉ ልቢ ወለዳትን ታሪኻዊ መፃሕፍቲን ከምዝርከብዎም አውን ተዛሪቦም።

እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ንምውዳብ መፃሕፍቲ ብምእካብ ክሳብ ሐዚ ዘስርሑ ዘለዉ ተግባራት እወንታዊ መዕባለ ከምዘለዎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.