Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ  ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ኣገልግሎት ብምርካብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እቲ ቤት ዕዮ ተዓዚቡ።

ሓፈሻዊ ስራሕቲ እቲ ኣገልግሎት ብምርኣይ ምስ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ዴአየታታትን ዋና ኣፈፀምቲ ስራሕን እቲ ትካል ዘቲዩ።

ኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣይተ እውነቱ ኣለነ፥ መንግስቲ ዝሓዞም ጉዳያት ልምዓት፣ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ካልኦት ኣጀንዳታትን ንህዝቢ ክበፅሑ ኣብ ምግባር እቲ ትካል ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዝገብሮም ዘሎ ስራሕቲ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ፀገም ዝፈትሑ ብምዃኖም ኣጀንዳታት እቲ ኮሚሽን ንህዝቢ ተበፃሕቲ ክኾኑ ኣብ ምግባር እውን ጠመተ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.