Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መርበብ ደሕንነትን ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዘህነፆ ቤት ዕዮ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ወሎ ሰፈር ዝተሃነፀ እቲ ቤት ዕዮ፥ በዓል 14ን 17 ደብሪታ ዝሓዙ ሓሙሸተ ሀንፃታት ዘካተተ ኢዩ።

ህንፀት እቲ ቤት ዕዮ 2002 ዓ.ም ዝተጀመረ እንትኸውን፥ 2 ቢሊየንን 142 ሚሊየንን 58 ሺሕን 790 ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.