Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ወፍሪ ሰራዊታ ምስፍሓ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ተቛሪፁ።

እስራኤል ናብ ጋዛ ኣጋር ሰራዊት ንምእታው ዘውፀአቶ ትልሚ ምንዋሓ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤኒያሚን ኔታኒያሁ ትማሊ ምግላፆም ይዝከር።

ይኹን እንበር እቲ ሰራዊት ናብ ጋዛ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ምስፍሑ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ነዚ ስዒቡ ኣብ ጋዛ ኣገልግሎት መራኸብቲ ሓፋሽ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቛረፀ ኣብ ጋዛ ዝርከብ ኣቕራቢ ቴሌኮም ውሽጢ ዓዲ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.