Fana: At a Speed of Life!

ኦሞቲክ ዝተብሃለ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኦሞቲክ ሓፈሻዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብ114 ሚሊየን ብር ኣብ ኮይሻ ሎጅ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ።

እቲ ማሕበር ኣብ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተተለመ ፕሮጀክት ኮይሻ እቲ ሎጅ ንምህናፅ ዘኽእል ሓሙሽተ ሄክታር መሬት ከምዝተረከበ እውን ተሓቢሩ።

እቲ ህንፀት ብሰለስተ ምዕራፍ ከምዝካየድ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.