Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ጃሰን ጂን(ዶ/ር) ዘቲየን።

ብመሰረት እዚ እቲ ቤት ዕዮ ብልምዓት ክእለት፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ጉዳይ መስርሕን ሰራሕተኛን ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራትን ሃገራዊ ኣንፈታት ልምዓትን ኣረዲአን።

ጃሰን ጂን(ዶ/ር) ብግደኦም፥ ትካሎም ንትካላት ትምህርቲ ናይ ምምሃር ምስትምሃር ስራሕ ዘቕልሉ ዲጂታል ቴክኖሎጂታት ትምህርቲ ከምዘቕርቡን ኣብ ዓውዲ ለምዓት ክእለት ምስቲ ሚኒስቴር ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዘድሊ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.