Fana: At a Speed of Life!

ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕ/ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕብረተ-ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስካብ 18 ክሳብ 19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ።

እቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ንኽልተ ተኸታታሊ መዓልቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ተወከልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይ፣ ምሁራን፣ ሲቪል ሰርቫንት፣ ወኪላት ሽድሽቲኦም ሲቪክ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ ሃፍቲ ነጋዶ ከምኡ’ውን ተወከልቲ ብሄረሰባት ኦሮሞን ኩናማን ክሳተፉ እዮም።

ፍልፍል፦ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.