Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ።

ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ።

እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት ዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ፋብሪካ ሽኮር ወንጅ፣ ኦሞ 2 ን 3ን፣ ፊንጫ ምፍራይ ከምዝጀመራ ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ በዓል ልደት ኣብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ካልኦት ሽኮር ዝጥቀሙ ትካላትን ናይ ኮተኦም 25 ሚኢታዊ ምርካብ ከምዝኽእሉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝተረኸብብናየፖ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.