Fana: At a Speed of Life!

ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፦

1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ

3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ

4 ሴታዊት ሙቭመንት

5 ተሓላቒ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ

6 ጉባኤ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

7 ትካል ሕብረት ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

8 ሴንተር ፎር ዲሴብሊቲ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሲየሽን ኢትዮጵያ

9 ማሕበር ሰብ ሞያ ምምሕዳር መሬት ኢትዮጵያ

10 ኢኮኖሚክስ ኣሶሴሽን ኢትዮጵያ

11 ኢንተር አፍሪካ ግሩፕ ኢየን እተን ዝተሓረያ።

እቶም ፓርቲታት ካብ እተን ዝተሓረያ ትካላት ወፃእ ኣብ ዘለዉ መድረኻት ናክ ምክርኻር መሰል ከምዘለዎም አወን ተገሊፁ።

ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ዘሰናድእዎ ክርክር ብዝምልከት በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ካብ ዝድልድሎ ሰዓት ምረፁኒ ዝራኸብ ከምዘይኮነ ተሓቢሩ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.