Fana: At a Speed of Life!

ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ሓድነት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ኢሎም።

ኣብ ክቢ ንነብር፣ ከቢብና ንበልዕ፣ ከቢብና ንደርፍ፣ ከቢብና ንበኪ፣ ኣብ ውሽጢ ክቢ ኩሉ ሰብ ማዕረ ኮፍ መበሊን ማዕረ ብፅሒትን ኣለዎ።

ክቢ ኣርኣያ ሙሉእነት፣ ፍፁምነት፣ ወሰን ኣልቦ፣ ዘለኣለማውነትን ማዕርነትን ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ሎሚ እውን ኢትዮጵያ ንኽበብ፣ ሓድነትናን ሙሉእነትናን፣ ምትሕሓዝናን ምፍቓርናን ክኸፋፉሉናን ክሸራርፉናን ዝፈታተኑና ንክንስዕር ንዝኾነ ይኹን ሰብ ጣልቃ ዘየእቲ ክቢ ንስራሕ ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.