Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ኮሚቴ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምድሃብ ኢዩ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ።

ኣብ እተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.