Fana: At a Speed of Life!

ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ዝፀነሕ እቲ መድረኽ፥ ስራሕቲ ምህዞን ምርምርን ንምትብባዕ፣ ኣፍልጦ ንምሃብን ምትእስሳር ንምፍጣርን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መድረኽ 57 ትካላት ምርምርን ቴክኖሎጂን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ዩንቨርስቲታት፣ 51 ትካላት ቴክኒክን ሙያን፣ ሳይንቲስታት መናእሰይ፣ መራሕቲ ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን ኢንቨስተራትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.