Fana: At a Speed of Life!

ወረዳ ኡዋ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፈንቲ ረሱ ያሎ ሃንደበታዊ ወረራ ብምክያድ ንፁን ብምጭፍጫፍ ናብ ዓፋር ክልል ሸሊኹ ዝኣተተወ ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሰብዓዊን ቁሳዊን ክስረት ኣጋጢሙዎ ተባሪሩ፡፡

ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ተሓቢኡ ዝፀንሐ እቲ ጉጅለ፥ ሎሚ መከላከያ ሰራዊት፣ ፈሉይ ሓይሊ ዓፋር፣ ሚሊሻነ ህዝባዊ ሰራዊትን ብምትሕብባር  ካብ ኡዋ ወረዳ ሙሉእ ንሙሉእ ብምውፃእ እታ ወረዳ ነፃ ወፂኣ፡፡

ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረራ ኣብ ዘካየደለም ግንባራት ከቢድ ሽንፈት ኣጋጢሙዎ።

ናየ ዓፋር ህዘብን መንግስትን ሐዚ እውን እቲ  ወራሪ  ሙሉእ ብሙሉእ ካብቲ ክልል ፀራሪጎም ንምውፃእ  ጥበብ ዝተመልኦ ኣልሲ ከምዝቕፅል ናይቲ ክልል መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.