Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ(ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም።

ወርቅነህ(ዶ/ር) እቲ ቤት ፅሕፈት መሪቖም ዝትኸፈቱ÷ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ግዝኣት ማርሳቢት መሓሙድ ዓሊ ብምዃን ኢዩ፡፡

እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ሞያሌ – ኬንያ፣ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝድግፍ ከምዝኾነ ካብ ማሕበራ ሚዲያ ኢጋድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.