Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን።

ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን ንተረባሕቲ ተመሓላሊፉ።

ኣብቲ ክፍለ ከተማ ን117 ዜጋታት ዝተመሓላለፉ መንበሪ ኣባይቲ፤ 468 ስድራ ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ።

እቶም ኣቢያተ ንግዲ ድማ ን130 ስድራ ተረባሕቲ ዝገብሩ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.