Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም 20 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ምስ እዚ ተተሓሒዙ መስኮት ዝውውር ክረምቲ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ እውን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 24 ሰሙን ዝርከብ እንትኸውን፥ ፍፃምኡ ኣብ ባህርዳር ዝገብር እቲ ውድድር ድሕሪ መበል 25 ሰሙን ንፀወታ ሃገራዊ ጋንታ ተቛሪፁ ዳግም ተመሊሱ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ 24 መዓልቲ 2014 ዓ.ም ፍፃምኡ ክረክብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.