Fana: At a Speed of Life!

ዓቕሚ ዳያስፖራ ንምጥቃም ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ – ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ንተሳትፎ ዳያስፖራ ምቹው ኩነታት ብምስፋሕ ዓቕሚ ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ንምጥቃም ብዕቱብ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡

ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ልምዓትን ተሳትፎን ስራሕቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ብሚሲዮናት ከምዝሰርሑ ምስ ዲፕሎማሰኛታት ዳያስፖራ ተዛቲዩ፡፡

ዋና ዳይሬክተር እቲ ግልጋሎት መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ÷ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብመንፅር ዳያስፖራ ስሩዕ ተሳትፎ ብዙሓት ውፅኢታት ዝተረኣዩሉ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.