Fana: At a Speed of Life!

ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብታ ሃገር ብዓውዲ መፍራይ ኬሚካል፣ ማዕድንን ዝተፈላለዩ ናውቲታት ኣብ ምፍራይን፣ ምቅንብባር ጣፍ ሕርሻን ጨርቃ መርቅን ናይ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ሓለፍቲ ስራሕ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢትቨስትመነትን ብወፃኢ ብቐጥታ ኢንቨስትመንት ምውፋር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታትን ብምድሃብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራትን ካልኦት ትካላትን ተዛቲዮም።

ብተወሳኺ ተወከልቲ እተን ኩባኒያታት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዘለወዎ ውልቀ ትካላት ዘተ ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.