Fana: At a Speed of Life!

ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ ገሊፆም።

ነዚ ድማ ብማዕቐፍ ፊስካል ፖሊሲ ንምምራሕ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ዶክተር እዮብ፥ ኣብ 2015 ዓ.ም ስትራቴጂያዊ ዓውዲታት ግብርና፣ ኢንዱስትሪ፣ ማዕድን፣ ቱሪዝምን ዲጂታል ቴክኖሎጂን ትኹረት ከመዝወሃብ ሓቢሮም።

ኣብ ሕድ ሕድ ዓውዲታት ካብ ስሩዕ ባጀት እቲ 40 ሚኢታዊ ከምዝቕነስ ኣብሪሆም።

ጉድለት ባጀት እንተጋጢሙ መነግስቲ ካብ ውሽጢ ሃገር ካብ ዝፍልፍል ሃፍቲን ካልኦት ፍልፍላት ውሽጢ ዓዲን ንምምላእ መመሓየሺ ሃገር ቦቀል ኢኮኖሚ ብምቕራፅ ተግባራዊ ብምግባሩ ዘተባብዕ ለውጢ ከምዝረኸበ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ዝቕባበ ዋጋ ንከየጋጥም ነዚ ንምሙላእ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ ኢሎም።

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ካፒታል ብንኡስ ወፃኢ ናብ ኣገልግሎት ንክኣትዉ ልዑል ፃዕሪ ከምዝግበር ድማ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.