Fana: At a Speed of Life!

ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እናተሃነፁ ካብ ሞንጎ ዝርከቡፓርኪታት ሓደ ዝኾነ ዝተዋደደ ኣግሮ- ኢንዱስትሪ ፓርክቡልቡላ ኣብዚ ዓመት ስራሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ካብ መሪሕ ሕርሻ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ዝተዋደደ ስግግር ንምስላጥ፥ መንግስቲ እናተግበሮም ዝርከቡ ተግባራት ሓደ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ምህናፅ ከምዝኾነ ይፍለጥ።

ኣብ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ክልል ኦሮሚያ መተሓባበሪ ፓርክ ቡልቡላ ዝኾኑ ኣይተ ዮሃንስ መኮንን፥ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ-ኢንዱስትሪ ቡልቡላ ብሰለስተ ምዕራፋት ተኸፋፊሉ እናተሃነፀ ከምዝርከብ ገሊፆም።

ኣብዚ ዓመት ብኽፋል ፍርያ ምፍራይ ከምዝጅምር እውን ተዛሪቦም።

ቀዳማይ ብርኪ ህንፀት እቲ ፓርክ ሚኢቲ ሚኢታዊ፣ ካልኣይ ምዕራፍ ድማ 87 ሚኢታዊ ከምኡ እውን ሳልሰይ ምዕራፍ 75 ሚኢታዊ ምዝዛሙ ኣይተ ዮሃንስ ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.