Fana: At a Speed of Life!

ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ዩኒሴፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ፀገም ብምብፅሑ ኣመስጊኖም፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ትካል ሓገዙ ንኽቕፅልን ካልኦት ሰብኣዊ ሓገዝ ትካላትን ተመሳሳሊ ሓገዝ ንኽገብሩን ሓቲቶም፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ተወካሊት ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴል ክኾድር ምዝታዮም ይፍለጥ።

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.