Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣሰልጠኖም ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ኣመሪቑ።

ዳይሬክተር ጀነራል ኣገልግሎት ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣባላት ሪፐብሊካን ጋርድ ልዑል ሓላፍነትን እምነትን ዝተውሃቦም ኢዮም ኢሎም።

ናይ ሃገር ብሔራዊ ድሕንነት ኣብ ምርግጋፅ እውን ልዑል ግደ ከምእዝህልዎም ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ተልእኾኦም ብብቕዓትን ጥቡቕ ብዝኾነ ዲሲፕሊንን ንምውፃእ ዘኽእሎም ስልጠና ካብቲ ዩኒቪርሲቲ ኮሌጅ ምውሳዶም ኣመላኺቶም።

ኣይተ ተመስገን ዩኒቪርሲቲ ኮሌጁ ምምስጋኖም ካብ ኣገልግሎት ብሔራዊ መረጃን ድሕንነትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.