Fana: At a Speed of Life!

ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ  ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም።

ዶክተር በለጠ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ብምኽኒያት ኲናት ሰሜን ዝዓነዉ ማሕበረሰብ ሬዲዮ ጣቢያታት መሊሱ ንምህናፅ ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ዩኔስኮ ንክድግፍ ሓቲቶም።

ቶፊቅ ጀላሲ በግደኦም፥ ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.