Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ከተማታት ኣኽሱም፣ ዓድዋን ሽረ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝደገፈ እንትኸወን፥ ብ4 ሚሊየን ብር ዝተገዝአ ሕሩጭ ናውቲታት መናፅህን ኢዩ ደገፍ ገይሩ።

ቁፅሪ እተን ተሓገዝቲ ኣደታት ኣስታት 6 ሺሕን 17 ከመዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ 5 ሺሕን 825 ፍርናሻት ደገፍ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከመዝቕፅል ግበረ ሓይሊ ምምሕዳርን ሓደጋን ድልውነትን እቲ ዩንቨርስቲ ምግላፁ ኣብ መርበብ ሓበሬታ እቲ ዩንቨርስቲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.