Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ኣሜሪካ ምዒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ክሳብ ሐዚ ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ሓንፀፅታ ወተሃደራዊ ትልሚ ኣሜሪካ ምዒዶም።

ኣብ መንጎ ሩሲን ዩክሬንን ይግበር ንዘሎ ኲናት ኣሜሪካ በዝተፈላለዩ መገዲታት ንዩክሬን ደገፍ ትገበር ከምዝፀንሐት ይዝከር።

ስለዝኾነ ዩክሬን ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ኣሜሪካ ምዒዳ ኣላ።

ብተወሳኺ ኔቶ ዝህቦ ስልጠና ንክፀንሑ ምትሕስሳቦም ኣር ቲ ንወል ስትሪት ጆርናል ብምውካስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.