Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትካላት ጥዕና ዑደት ይገብራ ኣለዋ።

እተን ሚኒስትር ኣብ ዞባ ኣፋፍ ወረዳ ኣውበሬ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ተረኺበን ኣብ ዓውዲ ጥዕና እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተዓዚበን።

ኣብቲ ዑደት ድማ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2013 ዓ.ም እቲ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝምልከት ገለፃ ተገይሩለን።

ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ሳህረላህ ኣብድላሂ ሓዊሱ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዉ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብቲ ዑደት ተሳተፍቲ ኮይኖም ።

ብኣፈወርቅ ኣለሙን ፈቲያ ኣብደላን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.