Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከበቡ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ፓርክታት ዓለባ፣ ኣፋውስን ኣይሲቲን ኢዩ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ ዘሎ፡፡

ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ኢዮም ዝብል ተፅቢት ኣሎ፡፡

ኣብቲ እዋን ዑደት፥ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ኢንቨስትመንት ነቲ ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ መብርሂ ከምዘሃቡ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.