Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡

ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ ከተማ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡

የሰበታ ከተማን የማሸነፊያ ጎል ፍፁም ገብረማርያምና መስዑድ መሀመድ አስቆጥረዋል

ሰበታ ከተማ ስዒራ ዝወፅአትለን ሽቶታት ፍፁም ገብረማርያምን መስዑድ መሓመድን እንተመዝግቡወን፥ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ድማ መስፍን ታፈሰ ኣቑፂዋ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.