Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ-ሓላፊ ወፍሪ ክፍለ ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ኣሎ ሓላፊ ኣብቲ ከባቢ ዝተዋፈረ ክፍለ ሰራዊት ገሊፆም።

ኣብ ዞባ ቀሌም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘየዳግም ስጉምቲ ዝወሰድ ዘሎ ክፍለ ሰራዊት፥ ዕጡቓት እቲ ገብረ ራዕዲ እግሪ እግሎም እናሰዓበ ይድምስሶም ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ሓላፊ ወፍሪ እቲ ክፍለ ሰራዊት፥ ብህዝብና ደጀንነት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘየዳገም ኩነታት እነጥፈአሉ እዋን ርሑቕ ኣይኮነን ኢሎም።

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝመሸገሉ ከባቢታት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ስጉምቲ ምድምሳስ ይካየድ ከምዘሎ እውን ሓቢሮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.