Fana: At a Speed of Life!

ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ የድሊ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተስብ ንምፅዋር ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ንምክልኻልን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ዝተብሃለ ኩለመዳይ ፕሮግራም ድልዉነት እዋን ሓደጋ መዳርግቲ ኣካላትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ዝርከብ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ተቓላዕነት ንምንካይን ቅልጡፍ ምላሽ ንመሃብን መዳርግቲ ኣካላት ብስታፍ ብዙሓት ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኣብሪሀን።

ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተስብ ንምፅዋርን ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ከምዘድሊ እተን ሚኒስትር ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.