Fana: At a Speed of Life!

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ ንከይጎዓዓዝ ኣተዓናቒፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዓፋር ናብ መቐለ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ደገፍ  ንከይጎዓዓዝ ብኸቢድ ብረት ብምድብዳብ መገዲ ከምዝዓፀየ ተገሊፁ።

መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ንክኣቲ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ምውሳኑ ይዝከር።
ነዚ ስዒቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንብ ትግራይ ይኣቲ ምህላዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ብሄራዊ ሓደጋን ድልውነትን ምግላፁ ይፍለጥ።

ሎሚ መዕቲ ብዓፋር ኣቢሉ ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ደገፋትን ዝፀዓና 60 ተሽከርከርቲ ናብ እግራይ ንከይጎዓዛ ተኹሲ ብምኽፋት መገዲ ምዕፃዉ ፍልፍላት ንግዜኢ ዝለኣኽዎ ሓበሬታየረድእ።
ህወሓት ውሰነ ደው ምባል ተኹሲ “አይቅበልን” ብምባል እቲ ጎንፂ ናብ ዓፋር ንምግፋሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.