Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 11፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም።
ህንፀት እቲ ኢንዱስትሪ ንሃገርን ነቲ ትካልን ዝህቦ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።
እቲ ነባር ኢንዱስትሪ ብሓዱሽ መገዲ ድሕሪ ምውዳቡ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ካብ ክሳራ ናብ መኽሰብ ምስግጋር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.