Fana: At a Speed of Life!

ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

ብ”መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ” ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ 528 ኣባይቲ ዕፃ ከምዝወፅአ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.