Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን፥ ኮሚሽን ናይል ቤዚን ንምጥያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ክዝትያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኢብኮ ፀብፂቡ።

ታንዛኒያ ካብ ሞንጎ ተፋሰስ ኣባይ ሃገራት፥ ሩባ ኣባይ ብሓባር ምዝጥቃም ዘኸእል ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ቀዲማ ዝፈረመት ሃገር ምዃና ይፍለጥ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.