Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ሞሃመድ ባዞም ኣብ ክሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ በምድሃብ መብርሂ ሂበን።

እተን ፕሬዚዳንት መበርሂ ዝሃባሉ ምኽኒያት፥ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምዃና ስዒቡ ኢዩ።

እታ ሃገር ንኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተወከላ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ኢያ።

ስለዝኾነ እተን ፕሬዚዳንት ካብ ህዳሰ ግድብ ብተወሳኺ፥ ብዛዕባ ክልል ትግራይ፣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳንን መፃኢ መርጫን ብዝምልከት መበርሂ ከምዝሃባ ካብ ትዊተር ገፅ እተን ፕሬዛዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.