Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እቲ ልኡኽ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ኣድሂቡ ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.