Fana: At a Speed of Life!

ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፖርቲ ብልፅግና ድሬዳዋ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ምርጫ ቅስቀሳ ኣኻይዱ።

ኣብ እዋን እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ፥ እታ ከተማ መልካኣ ምድራዊ ኣቀማምጣ ብምጥቃም ማእኸል ኢንዱስትሪ፣ ደረቕ ወደብን ንግዲ ንምግባር እቲ ፓርቲ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።

እቲ ፓርቲ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ንምውድዳር ዘኽአል ሙሉእ ምድላው ብምዝዛም ናብ ቅስቀሳ ምረፁኒ ከምዝኣተወ ተሓቢሩ።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.