Fana: At a Speed of Life!

10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ።

ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡

ብደቂ ተባዕትዮ ኣንዱኣለም በላይ ካብ ፖሊስ ፌደራል እቲ ውድድር ቀዳማ ብምውፃእ ተዓዊቱ።

ኣትሌት ሰቦቃ ንጉሴ ካብ ክልል ኦሮሚያን ክብሮም ደስታ ካብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኣን ሳልሳይን ብምዃን ዛዚሞም ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.